ዜናታት ስፖርት – Sport News 08.08.19 – Tesfaldet Mebrahtu – RBL TV – اخبار مجنونة



We are RBL TV 📺 which is a big company located in Germany Karlsruhe, Our Main Productions Are; Eritrean Music | Interview Famous And Successful People | Comedies | Educational Videos | Motivational Videos | Short Stories And Long Stories.
———————-
NCS Music link
———————————————————

Produced by RBL TV Entertainment
_
Full Interview ምስ ህቡብ ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ብሽግለታ Eritrea ናትናኤል ብርሃነ
1ይ ክፋል :
2ይ ክፋል
_
Full Interview ምስ ህብብቲ ተወሳኢት Eritrea ሳሮን በረኸት
1ይ ክፋል
2ይ ክፋል
3ይ ክፋል
4ይ ክፋል
Full Interview ምስ ህብብቲ ተወሳኢት Eritrea ሳሮን በረኸት
___
Full Interview ምስ ህቡብ ፕሮፈስናል ተቐዳዳማይ ብሽግለታ Eritrea
ያቆብ ደበሳይ

source

40 تعليق على “ዜናታት ስፖርት – Sport News 08.08.19 – Tesfaldet Mebrahtu – RBL TV”

  1. Nay nefsi wekef League malet nay @premier League, La Liga, Bundesliga, Ligue 1, Serie A, Champions League and Europa League goals ktketatelu mis tdelyu abza @Cabu_footbal_Channel Subscribe ktgebru bthtna nihbir!

  2. Wwwwwwwd ata teamu dimxie enka bselam mexika bteami iye zhinteyeka hanen enda brlke iye zixibeyeka hiji gin bteami tihaguse bfilay nay Arsenal ktebil koleka kilte yiezaney zisemiaka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ belu iske degefti arsenal gele beluna bitte

  3. መጀመርያ ተስፊት ሓወይ ደጋፊ ዩናይትድ ክትከውን ተስፋ ይገብር ብምቅጻል ኣንቱም ሰባት Inter Lukaku መጺእዎምሲ ኣጣቅዔምሉ ንሕና ደገፍቲ United ክኣ እንኳዕ ከደ ኢልና ተሓጐስና ኣንቱም የሕዋት ሉካኩ እኮ ህበይ መንጉዳ ኮይኑ ኢዩ ዝራኣየኒ ህበይ መንጉዳ ድኣ ገለ ሓለፍቲ መንገዲ መግቢ ሒዞም እንተመጹ ኢላ ኣብቲ ጽርግያ ስርሓረሲዓ ሃንቀው ክትብል ትውዓል ነበረት ሉካኩ ድማ ክንዲ ዝጽዕር ዝደከሙሉ ክቅበል ሃመም ካብ ደርገፍገፍ ምባል ሓሊፉ ሃመም ይብል ዒራ ከይዱ ኢዩ ዕትሮ እሞ ተስፊት ሓውና ብተቅርቦ ዘለካ መደብ ሕጉሳት ኢና ኣዚና ኢና ንፈትወካ ቀጽሎ ከምቲ ዝበልካዮ ንጽባሕ ኣስፍሕ ኣቢልካ ኣቅርበልና ሰሰናዩ ንዓካ ዓወት ንUnited

  4. ኣታ ክንደይ ትሓምቁ እኩም ገሊእኩም 50 ዶላር ተቀጽዑ ትብሉብገሊእኩም ሳላሳ ትብሉ ናይ ሉካኩ ከኣ ገሊእኩምብ67 ምሎን ትብሉቭገሊኣኣኩምብ70 ምሎን ትብሉ ገሊእኩም 80 ኣስተውዕልኩም ዘይ ትትንትኑ ናበይ ትህወኩ ያ ከምዚ( fnan app) ዘይትኮኑ ባእ ኣነ ናትኩም ዝሰምዖ ፍናን ኣብ እተ ደንጉኒ ጥራይ የ